Author - Staff

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መስመራት ደባይሲማ – ቡሬን ሰርሓ – ዛላምበሳን ብወግዒ ተኸፊቱ

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ክልተ መስመራት መጐዓዝያ ምድሪ ደባይሲማ – ቡሬን ሰርሓ – ዛላምበሳን፡ ትማሊ 11 መስከረም ብወግዒ ተኸፊቱ። ነዚ ድሕሪ ናይ ኣስታት 20 ዓመታት ምቊራጽ፡ ንምንቅስቓስ ህዝቢን ንብረትን ካብን ናብን ኤርትራን ኢትዮጵያን...

ዓዲ-ቐይሕ – ኮለጃት፡ 521 ተመሃሮ ብዝተፈላለየ መዓርግ ኣመሪቐን

ኣብ ዓዲ-ቐይሕ ዝርከባ ኮለጅ ጥበባትን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ከምኡ’ውን ኮለጅ ንግድን ስነ-ቊጠባን፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት፡ ብመዓርግ – ማስትሬት ዲግሪ፡ ቀዳማይ ዲግሪ፡ ዲፕሎማን ሰርቲፊኬትን ዘምሃራኦም 521 ተመሃሮ፡ ብ8 መስከረም ብሓባር ኣብ ዘካየድኦ...

ሓረስቶት ሽዕብ፡ ህጡር እቶት ይትስፈዉ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ካብ ከበሳ ብዝወርድ ውሕጅ ዝተሃስየ መሬቶምን፡ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝኾነ ትሕተ-ቅርጺን ብምፍዋስ – ግራውቶም ብግቡእ ንምስታይ ዕቱብ ስራሓት የሰላስሉ ኣለዉ። በቲ ሩባ ዝሓልፍ ውሕጅ ዓቢ ብምዃኑ፡ ብደገፍ ኣብዑርን ትራክተራትን፡...

ጽሬት ከተማ ኣስመራ ንምውሓስ ውሁድ ስራሕ ተሓቲቱ

ጽሬት ከተማ ኣስመራ ንምውሓስ፡ ቀጻሊን ውሁድን ስራሕ ከምዘድሊ፡ ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር ጽሬት፡ ኣታኽልትን ዕንባባታትን ኣቶ ፍጹም ሃይለ ኣዘኻኺሩ። ኣስመራ፡ ከም ርእሰ-ከተማ ኤርትራ መጠን፡ ጽሬታ ሓልያ ንኽትቅጽል፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ጨንፈር –...

Login

Categories