Author - Staff

ERi TV, Eritrea – ስፖርት፡ ዕላል ምስ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰን ኣሰልጣኒ በርሀ ኣስገዶምን ብዛዕባ ውድድር ኣትለቲክስ ዓለም

ERi-TV, Eritrea – ስፖርት፡ ዕላል ምስ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰን ኣሰልጣኒ በርሀ ኣስገዶምን ብዛዕባ ኤርትራ ዝተሳተፈቶ ውድድር ኣትለቲክስ ዓለም Discussion with Olympic athlete Zersenay Tadese and coach...

ክ/ባ/ስ/ዞባ ደቡብ፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ውጥን ኣጽዲቑ

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ደቡብ፡ “ባህላዊ ውርሻና፡ መግለጺ መንነትና” ብዝብል ቴማ፡ ባህላዊ ንጥፈታት ንምሕያልን ናብ ወለዶታት ብዝግባእ ዝሰጋገረሉ ሜላታት ንምጥጣሕን ዝዓለመ ዋዕላ ብምክያድ፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ውጥን ኣጽዲቑ። ካብ 17 ክሳብ 18 ጥቅምቲ ኣብ...

ኣብ ሻሓ፡ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ይዋደድ ኣሎ

ኣብ ሻሓ – ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ንምውዳድ ዝተጀመረ ስራሕ፡ ብንጡፍ ተሳትፎ ነበርቲ ኣብ ደረጃ ምዝዛም ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ። ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ ማይ ዞባ ደቡብ፡ ኣቶ ክብሮም ምስግና፡ እቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ግንቦት ብምውህሃድ ክፍሊ ሃብቲ...

ሃበሮ – ሓደስቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝጸንሐ ጸገም ፈቲሐን

ካብ 2017 ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ – ምምሕዳራት ከባቢ ፍልፍለ፡ ሃበሮ ጻዕዳ፡ መዝረት፡ ኣፍዓዩንን ቃርዖበልን ክህነጻ ዝጸንሓ ሓሙሽተ ተወሰኽቲ ኣብያተትምህርቲ፡ ኣገልግሎት ክህባ ብምጅማረን፡ ዝጸንሐ ሕጽረት መምሃሪ ክፍልታት ከምእተፈትሐ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ...

Login

Categories