Author - Staff

ጋሽ-ባርካ – ጽጉማት ተመሃሮ ናውቲ ትምህርቲ ተሓጊዞም

ኣብያተ-ጽሕፈት ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡሳን ዞባታት ፎርቶ-ሳዋ፡ ድገን ሞልቊን፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ከምዘለዎም ብምምሕዳራት ንዝተለለዩ ተመሃሮ፡ ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ዓዲለን። ብመሰረት’ዚ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ 19 ደቂ-ኣንስትዮ ንዝረከባኦም...

ኣራዕታ – 20 ደቂኣንስትዮ ብስራሓት ላኻ ሰልጢነን

ኣብ ዞባ ደቡብዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብስርሓት ላኻ ዝሰልጠና 20 ደቂ-ኣንስትዮ ብ14 ጥቅምቲ ተመሪቐን። እቲ ስልጠና፡ ኣካል ናይ’ቲ ደቂ-ኣንስትዮ ሞያ ዓጢቐን ብቑጠባ ነብሰን ክኽእላ ዝካየድ ጻዕሪ ምዃኑ ዝሓበረ ሓላፊ...

ጋሽ-ባርካ – ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ልግሲ ደም ይብርኽ

ኣብ 2015 ዝተመስረተ ዞባዊ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ወለንታዊ ልግሲ ደም ብምብራኽ፡ ጠለብ ደም ትካላት ጥዕና ኣብ ምምላእ ልዑል ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ፡ ብ15 ጥቅምቲ ኣብ ዝተቓንዐ ካልኣይ ጉባኤ ተገሊጹ። ኣቦ...

Login

Categories