ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 23, 2019
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 23, 2019
ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ፎሮን ገልዓሎን፡ ኣብ ዕቃበ ጥንታዊ ቅርስታትን ረቂቕ ባህላዊ ውርሻታትን ኣስተምህሮ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ዓበይቲ ዓዲ፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ኣመሓደርቲን ወከልቲ ህዝብን ዝተሳተፉዎ – ካብ 15...
ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ሓላፊ ጨንፈር ልምዓት ብቚልን እንስሳን ኣቶ በረቐ ዑቕባሚካኤል፡ ሓረስቶት ዝኣኸለ ዘራእቶም ብዝቐልጠፈ መንገድን ብመልክዕ ወፈራታትን ክእክቡ ኣዘኻኺሩ። ህጥራን ባሕሪ ዝፈጥሮ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም – ሓሓሊፉ ድማ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝርአ...
ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ምምሕዳራት ከባቢ ኢንገል፡ መካዕኒለ፡ ባካዕን ባዴዳን ንዝነጥፉ ልምዳውያን ገፈፍቲ ዓሳ ንምሕያል ከምዝሰርሕ ገሊጹ። ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ብ18 ጥቅምቲ...
ፈጻሚ ዳይረክተር ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ዶክተር ሃይለ ምሕጹን፡ ኣብ ሳዋ ንዝርከቡ ኣባላት 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝኾኑ ተመሃሮ 2ይ ደረጃ ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ ንላዕለዋይ ትምህርቲን ጉዕዞኡን ዝምልከት ሰሚናር፡ ብ19 ጥቅምቲ ኣካዪዱ። ንታሪኽ ላዕለዋይ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for October 23, 2019
ERi-TV, Eritrea – Sports News for October 23, 2019
ERi-TV: Parents Supported Grassroots Athletic Team Producing Winners
ERi-TV, ዕላል ጥበባት: Dr. Selam Kidane Woldu , author of Songs of Life