ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካላት መንግስትን ወከልቲ ህዝቢን ዝተሳተፉዎ ልምዓታዊ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ኣቶ ዑመር ያሕያ ሓጅ፡ ኣብ መንጎ ምምሕዳራትን ኣካላት መንግስትን ዘሎ ዝምድና ብምሕያል፡ ኣብ ኣተገባብራ ልምዓታዊ መደባት...
Author - Staff
ኤርትራ፡ ብ23ን 24ን ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባኩ-ኣዘርባጃን ኣብ ዝተኻየደ መዳለዊ ሚኒስተራዊ ኣኼባ ንመበል 18 ኣኼባ መራሕቲ ሻራ ዘይብለን ሃገራት ተሳቲፋ። ኣብ’ዚ ወከልቲ 120 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፉሉ ኣኼባ፡ ቀዋሚት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for October 25, 2019
ERi-TV, Eritrea – Sports News for October 25, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for October 24, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 24, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 24, 2019
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ንሓረስቶት ኣብ ረብሓታት ምሩጽ ኣዝርእቲ ዘተኰረ – ብግብሪ ዝተሰነየ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ኣዝርእቲ ኣቶ ነጋሲ ሃብተሚካኤል፡ ጐድኒጐድኒ’ቲ ብሓረስቶት ዝካየድ ጻዕሪ፡ ልዑል እቶት ክህቡ...
ኣብ ኣርባዕተ ንኡሳን ዞባታት ጋሽባርካ፡ ብመልክዕ ፕሮጀክት ተጠርኒፎም ኣብ ሕርሻዊ ልምዓት ዝነጥፉ ዘለዉ ስድራ ስዉኣትን ጽጉማት ዜጋታትን፡ ሎሚ-ዘመን ብዝነበረ ሰናይ ክራማትን ዝተገብረሎም ደገፍን፡ ሕርሻታቶም ኣብ ዘተኣማምን ደረጃ ከም ዝበጽሐ ሓቢሮም። እዞም...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for October 23, 2019