Author - Staff

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ኣፍሪቃን ተሳቲፉ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወትን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈደራላዊት ሩስያ ኣቶ ጴጥሮስ ጸጋይን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ ኣብ ሶቺ – ሩስያ ኣብ ዝተቓንዐ፡...

ሓረስቶት ዓዲ-ተከሌዛን ሞያዊ ሓበሬታታት ተለዋዊጦም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ዓንሰባ፡ ንሓረስቶት ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታቶምን ምድንፋዕ እቶታውነቶምን ዝሕግዞም – መድረኽ ምልውዋጥ ሞያዊ ሓበሬታታት ወዲቡ። እቲ ብ21 ጥቅምቲ፡ ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ኣብነታዊ ሓረስታይ ኣቶ ገብረማርያም...

Login

Categories