Author - Staff

ክፍሊ ‘ሕክምና ህጻናት’ ሆስፒታል ኦሮታ ተጸጊኑ

ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ዝርከብ – ሕክምና ህጻናት ክፍሊ ህጹጽ ረድኤት፡ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕን ንምምሕያሽን ክግበረሉ ዝጸንሐ ምትትዕርራይ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ድልው ኮይኑ። እቲ ብምትሕብባር ኣብ ኢጣልያ ዝነጥፍ ‘ኣኑሊያሞ ላ ዲስታንዛ’ ዝተባህለ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንምክትል ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ. ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 26 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ዓዲ-ሃሎ፡ ብምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና ሞሓመድ ዝተመርሐን፡ ሓለፍቲ ሕብረት ኣፍሪቃን ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ዝሓቘፈን ላዕለዋይ ልኡኽ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ፕረዚደንት...

Login

Categories