ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 29, 2019
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for October 29, 2019
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብግብሪ ዝተሰነየ ሞያዊ ስልጠናታት ክቐስሙ ዝጸንሑ 90 መንእሰያት ተመሪቖም፣ ወረቐት ምስክር ተቐቢሎም። እቶም 52 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም መንእሰያት ተመሃሮ፡ 27 ብቐዳማይ ረዲኤት፡ 8 ብቴክኖሎጂ ሓበሬታ፡ 55 ድማ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ካብ 8 ሓምለ ክሳብ 10 ነሓሰ ብወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ዝተሰርሐ ስራሓት ውጽኢታዊ ምንባሩ፡ ብ23 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገምጊሙ። ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ መደብ መምህር ተስፋሂወት ግደ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ካብ 21 ናይ ካልኣይ...
ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ሻምብቆን ምምሕዳር ከባቢ ብሹኳን፡ ናብ ሓውሲ ከተማ ሻምብቆን ብሹኳን ዘእቱ ብክራማት ዝተበላሸወ ጽርግያ ብወፈራ ጸጊኖም። እቲ – ኣብ’ቲ ከባቢ ምስ ዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ሰራሕተኛታት መንግስትን ብምውህሃድ ዝተተግበረ ስራሕ፡...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.)፡ “ናጽነት ብርሃን፡ ስንክልና ከኣ ባና” ብዝብል ቴማ፡ ብ25ን 26ን ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ዘቃነዖ 4ይ ጉባኤኡ፡ ዝተመሓየሸ ቅዋም ማሕበር ብምጽዳቕን፡ ውሳኔታትን ለበዋታትን ብምሕላፍን ተዛዚሙ።...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for October 29, 2019
ERi-TV, Eritrea – Sports News for October 29, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for October 28, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for October 28, 2019