Author - Staff

ፕረዚደንት ሃማደኤ፡ ኣብ ዓሰብን ሰንዓፈን ሰሚናራት ኣካዪዳ

ፕረዚደንት ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ፡ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ ዓሰብን ሰንዓፈን ሰሚናራት ኣካዪዳ። ወይዘሮ ተኽኣ፡ ንኣመጻጽኣን ኣመሰራርታን ሃማደኤ፡ ኣብ ውሽጢ 40 ዓመታት...

ማእከል – ምስ ኣተኣናግዳ ኣጋይሽ ዝተተሓሓዘ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብምውህሃድ ክፍሊ ኣገልግሎት ቱሪዝምን ማሕበር ወሃብቲ ኣገልግሎት ቱሪዝም ኤርትራን፡ ምስ ምምራሕ ኣጋይሽ ናብ ቱሪዝማዊ ቦታታት ዝተተሓሓዘ – ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ኣስተምህሮ፡ ምስ ኣምር ቱሪዝማዊ ዑደት፡ መስርሕ ስርዓተ...

ኣብ ደቡብን ማእከልን፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ተገምጊሙ

ጨናፍር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእከልን፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ዝግምግም ኣኼባታት ኣካዪደን። ብ24ን 25ን ጥቅምቲ ብደረጃ ዞባ ደቡብ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ...

Login

Categories