Author - Staff

ኣብ ፎሮ፡ ብኵራት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተዘትዪሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ተሳትፎ ተመሃሮ ኣብ ትምህርቲ ክብ ንምባል፡ ኣበርክቶ ወለዲ ክዓዝዝ፡ ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዑስማን ዓረፋ ምስ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣተሓሳሲቡ። ብሕልፊ ኣብ ጎቦታት ኣብ ዝተደኰና ዓድታት፡ ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ከምቲ ዝድለ...

ኣፍዓበት – ሓደስቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣገልግሎት ጀሚረን

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት – ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ዓገት፡ ቀጣሪት፡ ክብክብን ከተማ ኣፍዓበትን ዝተሃንጻ ሓደስቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣገልግሎት ጀሚረን። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ-ኖር ረጀብ፡ ናይ 2ይ ደረጃ ትምህርቲ እውን ኣብ ቅላመት...

ነበርቲ ላዕላይ-ጋሽ ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ ተመያይጦም

ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽ፡ ሻምብቆን ሞልቊን፡ ኣበርክቶኦም ኣብ መደባት ልምዓት ብሓፈሻ ኣብ ምምላእ ሕጽረታት ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ድማ ብፍላይ ንምዕዛዝ፡ ድልውነቶም ገሊጾም። ኣብ’ቲ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥቅምቲ ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ...

‘ክሊኒክ መዓስከር ደንደን’ ዝተፈላለየ ናውቲ ብሓገዝ ረኺባ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ጀርመን ካብ ዝርከብ ጨንፈሩ – ንኣገልግሎት ‘ክሊኒክ መዓስከር ደንደን’- ኣስመራ ዝውዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ንብረት ብሓገዝ ረኺቡ። እቲ ብ29 ጥቅምቲ ዝተረከበ ንብረት፡ 4...

Login

Categories