ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንወፍሪ ክታበት ኣንቅጺን ምዕዳል ቪታሚን ‘ኤ’ን ክካየድ ዝጸንሐ ምድላዋት ተጻፊፉ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ኣብቲ ዞባ፡ ኣቶ ኣሰፋው ነጋሲ፡ ብ29 ጥቅምቲ ምስ ሓለፍቲ ምምሕዳር ዞባን ምብራቓዊ ግንባርን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ተሳትፎ...
Author - Staff
ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ምስ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሚኒስትሪ ትምህርትን ሃማደኤን ብምውህሃድ፡ ብ26 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ኣብ ምርግጋጽ መሰላት ቈልዑን ምውጋድ ጎዳእቲ ልምድታትን ዝዘተየ ርክብ ወዲቡ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ሃይለ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for November 1, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for November 1, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for November 1, 2019
ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ዮውሃንስ (ወዲ ሃንስ)፡ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ3 ጥቅምቲ ኣብ መበል 67 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ሃገረ ፊላንድ ተሰዊኡ። ኣብ 1972 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ...
ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ንኣልማዕቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ኣብ ንጥፈታቶም ዝሕግዞም ስልጠና ሂቡ። እቲ ካብ 17 ክሳብ 20 ጥቅምቲ ብግብሪ ተሰንዩ ኣብ ሓልሓል ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣብ ኣተዓቓቕባ ሓመድን ማይን ከምኡ’ውን ኣብ ውሁድ ምክልኻል...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ትማሊ 31 ጥቅምቲ፡ ኣባላቱ ዝግልገሉሉ ሓድሽ ማእከል ምውስዋስ ኣካላት-‘ጂምናዝዩም’ ኣመሪቑ። ነዚ ብደገፍ መሻርኽቲ፡ ዘመናዊ መሳለጥያታት ዓጢቑ ዘሎ ማእከል ኣብ ምቛም፡ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ...
ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወደበን ንሃገራት ምብራቕን ሰሜንን ኣፍሪቃ ዘጠቓልልን፡ ኣብ መሰላትን ድሕነትን ቈልዑ ዘተኰረ ዞባዊ ዓውደ-ዘተ፡ ካብ ትማሊ 31 ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ‘ኣስማራ ፓላስ’ ይካየድ ኣሎ። ኣብ’ዚ ‘ኣጀንዳ ቈልዑ ኣፍሪቃ 2040’...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ትማልን ሎምን (25-26 ጥቅምቲ)፡ 4ይ ጉባኤኡ ኣብ ኣስመራ የቃንዕ ኣሎ። ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ በብዞባኡ ዝተወከሉ ጉባኤኛታትን ዕዱማትን ኣብ ዝተረኽቡሉ መኽፈቲ ስነ...