Author - Staff

ኣብ ሰ/ ቀ/ ባሕሪ፡ ተመሃሮ ጸረ ሕማም ቢልሃርዝያ ተኸቲቦም

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ልዕሊ 5 ዓመት ንዝዕድሚኦም 27 ሽሕ ተመሃሮ ንኡስ ዞባታት ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ሽዕብን ፎሮን፡ ጸረ ሕማም ቢልሃርዝያ ክታበት ተዋሂቡዎም። እቲ መደብ፡ ብመጽናዕቲ ኣብ’ተን ቢልሃርዝያ ክረኣየለን ዝጀመረ ንኡስ ዞባታት ከምእተተግበረ፡ ኣብ...

ኣስመራ – ኣብ ምዕቃብ ባህላዊ ብዙሕነት ትምህርቲ ተዋሂቡ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህልን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝተዳለወ፡ ኣብ ምዕቃብን ምስሳንን ባህላውን ስነ-ጥበባውን ብዙሕነት – ብ28ን 29ን ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ስልጠና ተወዲቡ። እቲ...

ዓንሰባ – ኣብ ምርግጋጽ መሰላትን ድሕነትን ቈልዑ ተዘትዩ

ቈልዑ ብኣካልን ኣእምሮን ተሃኒጾምን መሰላቶም ተሓልዩን ብሩህ መጻኢኦም ንኽወሓስ፡ ብደረጃ ሕብረተሰብ ክግበር ኣብ ዘለዎ ወፍሪ ዝዘተየ ዓውደ-ዘተ፡ ብ29ን 30ን ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ከረንተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብኮሚተ ምርግጋጽ መሰላት ቈልዑን ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታትን ዞባ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ፍራንክፈርትጀርመን፣ ልዋንዳን ሉባንጎን-ኣንጎላ፣ ካምፐን፡ ዝዎለን ኣመርስፎርትን-ሆላንድ፣ ጁባ-ደቡብ ሱዳን – ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለየ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም። በዚ መሰረት፡ ኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ማእከል...

ሰንዓፈ – ዝኽሪ 40 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ ተጸምቢሉ

ኣብ ከተማ ሰንዓፈ፡ ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ብ28 ጥቅምቲ ተጸምቢሉ። ሓላፊት ማሕበር ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ወይዘሮ ኣፍራሕ ዓሊ፡ ሃማደኤ ዝተበገሰሉ ዕላማ ንምዕዋት ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንደቂ-ኣንስትዮ...

Login

Categories