Author - Staff

ደቡብ – ኣብ ምሕደራ ምህርቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ስልጠና ተዋሂቡ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ – ካብ 12 ንኡሳን ዞባታት ንዝተዋጽኡ 25 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 46 ክኢላታት ኣሕምልትን ፍረታትን፡ ኣብ ምሕደራ ምህርቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ስልጠና ሂቡ። እቲ ካብ 9 ክሳብ 13 ታሕሳስ ንሓሙሽተ መዓልታት ዝቐጸለ...

ጋሕቴላይ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ምክልኻል ገበን ክዓዝዝ ተሓቲቱ

ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – ካፕቴን መሓሪ መብራህቱ፡ ምስ ነበርቲ ጋሕቴላይ፡ ኣብ ሜላታት ምክልኻል ገበናትን በደላትን ዘትዩ። “እቲ ቀዳማይ ሜላ ምክልኻል – ኣፍልጦ ሕጊ ምህላው እዩ” ዝበለ ካፕቴን መሓሪ፡ ብፖሊስ ዝውደብ...

ሃገራዊ ማሕበር ሞያውያን ስነ-ምድርን ዕደናን መስራቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ሃገራዊ ማሕበር ሞያውያን ስነምድርን መሃንድሳት ዕደናን ኤርትራ፡ ትማሊ 14 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ‘ሃኮሰኤ’ መስራቲ ጉባኤ ብምቅናዕ፡ 5 ዝኣባላታ ፈጻሚት ሽማግለ መሪጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕድንን ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማዕድን ኣቶ ኣለም...

Login

Categories