Author - Staff

ደቂ-ኣንስትዮ ን/ዞ/መንደፈራ፡ ንኣባላት ኩባንያ ብድሆ ኣተባቢዐን

ኣባላት ሃማደኤ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣብ ምህናጽ ሓድሽ ጽርግያ ዓዲዃላእንዳገርግስ ንዝነጥፉ ዘለዉ ኣባላት ኩባንያ ብድሆን ሓይልታት ምክልኻልን ኣተባቢዐን። እተን ብ12 ታሕሳስ ናብቲ ቦታ ዝበጽሓ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ዕላማ ዑደተን ነቲ ልምዓታዊ ስራሕ ንምዕዛብን ኣብቲ...

ልዕሊ 35,257 ዩሮን 1,900 ዶላርን ተወፍዩ

ኣብ ኢጣልያ፡ ኣመሪካን ጀርመንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንስድራ ስዉኣት ዝውዕል 35 ሽሕን 257 ዩሮ፡ 1,900 ዶላር ኣመሪካን 30 ሽሕ ናቕፋን ደገፍ ገይሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ኢጣልያ – ኤርትራዊ ማሕበረ-ኮማት ኣብ...

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣስመራ ኣትያ

ብሚኒስተር ደኤታ ባህልን ቱሪዝምን ወ/ሮ ብዙነሽ መሰረት ዝተመርሐን፡ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓቘፈን ልኡኽ ባህሊ ፈደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንምክያድ ትማሊ16 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ካብ ሚኒስትሪ...

Login

Categories