Author - Staff

ፈጻሚት ሽማግለ ሃማደኤ፡ ስሩዕ ኣኼባኣ ኣካዪዳ

ፈጻሚት ሽማግለ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባኣ – ብ16ን 17ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ኣካዪዳ። ኣብ’ቲ ካብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝመጻ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ዝተረኽባሉ ኣኼባ፡ ማሕበር ኣብ 2019 ኣብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡...

ሳዋ – ዶ/ር ብስራት ንኣባላት 33 ዙርያ ሰሚናር ሂባ

ኣብ ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን – ዳይረክተር ማእከል ፈተና ዶ/ር ብስራት ገብሩ፡ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቶም ንዝከታተሉ ዘለዉ ኣባላት መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ። ኣብ’ቲ...

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ስራሓት ኦዲት ንምሕያል ዝዓለመ ርክብ ወዲቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ስራሓት ኦዲት ንምሕያልን ብወገን ትካላት መንግስቲ ክውሰድ ኣብ ዝግብኦ ስጉምትታት ንምዝታይን፡ ብ17 ታሕሳስ ምስ ሓለፍቲ ምምሕዳርን ፋይናንስን ከምኡ’ውን ውሽጣዊ ኦዲት መንግስታዊ ባጀታዊ ኣሃዱታት ርክብ ኣካዪዱ። ንኣድማዕነት ኦዲት፡...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ንምዕዛዝ ተዘትዩሉ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ናይ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019፡ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዓሰብ ገምጋም ኣካዪዱ። ሓለፍቲ ትምህርቲ ንኡሳን ዞባታትን መሻርኽቲ ኣካላትን ኣብ ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ’ቲ ፈተና...

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ስራሓት ኦዲት ንምሕያል ዝዓለመ ርክብ ወዲቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ስራሓት ኦዲት ንምሕያልን ብወገን ትካላት መንግስቲ ክውሰድ ኣብ ዝግብኦ ስጉምትታት ንምዝታይን፡ ብ17 ታሕሳስ ምስ ሓለፍቲ ምምሕዳርን ፋይናንስን ከምኡ’ውን ውሽጣዊ ኦዲት መንግስታዊ ባጀታዊ ኣሃዱታት ርክብ ኣካዪዱ። ንኣድማዕነት ኦዲት፡...

ልኡኽ ባህሊ ኢትዮጵያ ናይ ድራር እንግዶት ተገይሩሉ

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ ሰሙን ዑደት ንምክያድ ኣስመራ ንዝኣተወ፡ ብሚኒስተር ደኤታ ባህልን ቱሪዝምን ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝተመርሐን፡ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓቘፈን ልኡኽ ባህሊ ኢትዮጵያ፡ ብ16 ታሕሳስ ኣብ ሆቴል ኣስማራ-ፓላስ ናይ ድራር...

Login

Categories