ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስቲ፡ ስድራ ስዉኣት ንምንባይ ብዝወሰድዎ ተበግሶ፡ 17 ጽጉማት ስድራ-ስዉኣት ንምድጋፍ፡ 102 ሽሕ ናቕፋ ኣበርኪቶም። እቲ ገንዘብ፡ ናይ ሓደ ዓመት ሓገዝ – ንነፍሲ-ወከፍ ስድራ ሽድሽተ ሽሕ ናቕፋ...
Author - Staff
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት፡ ብምውህሃድ ሚኒስትሪ ጥዕናን ምምሕዳር ንኡስ ዞባን ውጽኢታዊ ህዝባዊ ከባብያዊ ጽሬት ይካየድ ኣሎ። ብደረጃ ንኡስ ዞባ ዝቘመት ሓይሊ ዕማም፡ ኣብ 101 ዓዲታት ብዘካየደቶ ጐስጓሳት፡ ዛጊት 39 ዓዲታት ንጽህና ከባቢ ከምዝኣወጃ፡ ሓላፊ ከባቢያዊ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ፡ ካብ 15 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ 12 ንኡሳን ዞባታት ይወሃብ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶክተር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ ሓቢሩ። እቲ ወፍሪ ብወግዒ ኣብ ዝተበገሰሉ፡ ዶክተር ኣማኒኤል፡ እቲ መደብ – ኣብ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for December 20, 2019
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፋርሓን ተራኺቡ ዘትዩ። ትማሊ 19 ታሕሳስ ኣብ ሪያድ ኣብ ዝተገብረ ርክብ፡...
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for December 19, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for December 19, 2019
ሓረስቶት ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ውሕጅ ኣብ ሕርሻዊ ትሕተ-ቅርጺ ዘውርዶ ዘሎ ከቢድ ሃስያ፡ ዘላቒ ፍታሕ ክረክብ ዝምልከቶ ኣካል ክተሓባበሮም ጸዊዖም። እቶም ሓረስቶት፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ’ቲ መእለዪ ውሕጅ ብዘጋጠመ ዕንወት ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት...
ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ኣብ ልግሲ ደም ካብ ዓመት ናብ ዓመት ዕብየት ዘርኢን ብኣብነት ዝጥቀስን ኣበርክቶ ይገብራ ከምዘለዋ፡ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ደም ሓላፊ ኣገልግሎት ልግሲ ደም ገሊጹ። ኣቶ መሓሪ ኣብርሃም፡ ካብ 9 ክሳብ 14 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለያ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for December 19, 2019