Author - Staff

ብደቂ-ኣንስትዮ ዝተዳለወ ኢደስርሓት ንምርኢት ቀሪቡ

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ኤርትራውያን ስነ-ጥበባውያን ደቂኣንስትዮ ዘዳለዋኦ ምርኢት ኢደ-ስርሓት፡ ትማሊ 20 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ኣፍ-ደገ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል ዝተኸፍተ ምርኢት፡ ስርሓት ውጽኢት...

ደቡብ – ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ‘ክታበት’ ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ፡ ካብ 15 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ 12 ንኡሳን ዞባታት ይወሃብ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶክተር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ ሓቢሩ። እቲ ወፍሪ ብወግዒ ኣብ ዝተበገሰሉ፡ ዶክተር ኣማኒኤል፡ እቲ መደብ – ኣብ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራ ኣብ መበል 14 ኣኼባ – ዩኔስኮ ተሳቲፋ፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ፍራንክፈርት፡ ሚላኖን ስቶክሆልምን፡ ዝተፈላለየ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም። ኣብ ቦጎታ – ኮሎምብያ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ በይነ-መንግስታዊ ኮሚተ ምክልኻል ዘይድህሰስ ባህላዊ...

ማእከል – ድሕነት ሃብቲ ገረብ ብዕቱብ ክስራሓሉ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣግራብ ብዘይፍቓድ ናይ ምቑራጽ ተርእዮታት ይቀላቐል ስለዘሎ፡ ነዚ ንምግታእ ብውህደት ክስራሕ ጻውዒት ቀሪቡ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ፡ ብ17ን 18ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ...

Login

Categories