Author - Staff

ደቡብ – ቱሪዝማዊ ጸጋታት ንምልላይ ክስራሓሉ እዩ

ጸጋታት ቱሪዝም ምዕቃብን ዘቤታዊ ቱሪዝም ንምዕባይ ምልላይን ብዝሓይለ ካብ ዝስርሓሉ ዓበይቲ መደባት ክፍሊ ቱሪዝም ዞባ ደቡብ 2020 ምዃኑ ተሓቢሩ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ቱሪዝም ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣስመረት ኣብርሃ፡ ብ19ን 20ን ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ልዕሊ 90% ‘ዓመታዊ ውጥን’ ተተግቢሩ

ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ 2019 ክትግበሩ ዝሓንጸጾም መደባት፡ ብምትሕብባር ህዝብን ትካላት መንግስትን ልዕሊ 90 ሚእታዊት ከምእተተግበሩ፡ ብ18ን 19ን ታሕሳስ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ሓቢሩ። በብኣሃዱኡ ኣብ ዝቐረበ ጸብጻባት፡ ኣብ...

ኣብ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ ምሕጋዝ ስድራ-ስዉኣት ይድፍኣሉ

ጨናፍር ህግደፍ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ስድራ ስዉኣት ዝገብራኦ ምድግጋፍ ብዝለዓለ ከምዝደፍኣሉ ገሊጸን። ቤት-ጽሕፈት ህግደፍ ናይ’ቲ ዞባ ብ19ን 20ን ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ዓመታዊ ገምጋም፡ እቲ ናይ ምሕጋዝ መደብ፡ ኪንዮ’ቲ ገንዘባዊ ወይ ንዋታዊ ደገፍ ዝኸይድ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢ ዘትዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተራኺቡ ዘትዩ። ኣብ’ቲ ትማሊ 23 ታሕሳስ ኣብ ኣቡዳቢ ዝተኻየደ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሼኽ መሓመድ...

ሓጋዝ – ወፍሪ ክታበት ኣንቅጺ ጽቡቕ ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጽን ምዕዳል ቫይታሚን ‘ኤ’ን ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ሓላፊ ውጥንን ክትትል ለበዳዊ ሕማማትን ኣቶ ጸጋይ ተኸስተ ሓቢሩ። ኣቶ ጸጋይ፡ ብክታበት ክንከላኸሎም እንኽእል...

ህዝቢ ባረንቱ፡ ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብ ይነጥፍ

ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ሓመድን ማይን ንምዕቃብ – ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ እናወፈራ፡ ውዱብ ንጥፈታት የሰላሰላ ከምዘለዋ ሓቢሩ። ሓላፊ ኣሃዱ ቁጠባዊ ልምዓት ኣቶ ወልደየሱስ ተኪኤ፡ ህዝቢ – እቶቱ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን...

ጽርግያ ኬሩ – ፎርቶ ሳዋ፡ መሰረታዊ ጽገና ይግበረሉ

ኣብ እዋን ክራማት ብዝወረዶ ጉድኣት ንኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣሸጋሪ ኮይኑ ዝጸንሐ መስመር ኬሩ-ኢጋዬብፎርቶ ሳዋ፡ ብምውህሃድ ኩባንያ ህንጻ ሰገን፡ ነበርቲን ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎትን መሰረታዊ ጽገና ይግበረሉ ኣሎ። እቲ ካልኣይ ወርሑ ሒዙ ዘሎ ብማሽነሪ...

ኣቶ ኣልኣሚን፡ ንኣባላት ማእከላይ ባይቶ ሃማደኤ ሰሚናር ኣካዪዱ

ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ፡ ብ20 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ፡ ንኣባላት ማእከላይ ባይቶ ሃማደኤ፡ ኣብ ህልው ኩነታትን መደባት 2020ን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኤርትራ ካብ 2017 ጀሚራ፡ ሰለስተ ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ሓደ ድማ ንዞባ...

Login

Categories