ERi-TV, Eritrea – Tigre News for December 25, 2019
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for December 25, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for December 25, 2019
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ሜላታት ኣጋፍፋ፡ ኣተዓቓቕባን ኣሰራርሓን ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ፡ ካብ ንኡሳን ዞባታት ሰረጀቓን ጋላ-ነፍሒን ንዝተዋጸኡ 44 ሓረስቶት ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ብሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ተወዲቡ፡ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተዋህበ...
ካብ ኩለን ዞባታት ዝተዋጽኡ ልዕሊ 300 ኣባላት ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ኣብ ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ንዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ንምዕዛብ ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ካብ 19 ክሳብ 22 ታሕሳስ ዝተወደበ ዑደት፡ ዲጋታት ጠቐራን ምስላምን፡ ዲጋታት...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ተራ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ምዕቃብ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ክዓቢ፡ ጨንፈር ምቁጽጻር ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣዘኻኺሩ። ብ16 ታሕሳስ፡ ኣብ ከተማ ጊንዳዕ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ዝቐረበ ጸብጻብ ከምዝሓበሮ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ 92...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ናይ 2019 ውጥን መደባት ልምዓት – ብሳላ ዕዙዝ ተሳትፎ ህዝቢ፡ መብዛሕትኡ ከም እተተግበረ፡ ብ20 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ስዩም ገብረእየሱስ፡ ኣስታት 25 ሽሕ ህዝቢን ኣባላት ሓይልታት...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for December 25, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for December 24, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for December 24, 2019