ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for December 27, 2019
Author - Staff
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ዝተሓንጸጹ መደባት ብግቡእ ከም እተተግበሩ፡ ብ24 ታሕሳስ ኣብ ዝተቓንዐ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣቶ ዘርኢት ተወልደብርሃን፡ መንግስቲ ከከም ቀዳምነታቱ ዝትግበር...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ምስኡ ዝተጓዕዘ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራን፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ካብ ኣዲስ-ኣበባ ንሸነኽ ምብራቕ 88 ኪሎ-ሜተር ርሒቓ ኣብ እትርከብ ከተማ ኣዳማ – ክልል ኦሮምያ፡ ዑደት ኣካዪዱ። ኣብቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድን፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ከባቢ ‘ስድስት ኪሎ’ ኣብ ኣስታት 5 ሽሕ ካሬሜትር ናይ ዝስራሕ ሓድሽ ህንጻ ኤምባሲ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for December 26, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for December 26, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for December 26, 2019
ማእከል ጥዕና ኦምሓጀር – ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሮብሮብያ – ንኡስ ዞባ ፎሮ እትርከብ መደበር ጥዕና፡ ኣብ ምክልኻልን ምፍዋስን ሕማማት ብዘርእያኦ ዘለዋ ንጥፈት፡ ብተገልገልትን ሰብ-ሞያን ተናኢደን። ኣብ ጎልጅ፡ ሎሚ...
ክሊማ ዞባ ዓንሰባ፡ ንምርባሕ ደርሁ ምቹእ ምዃኑ፡ ኣብ 2018 ዝተረኽበ ውጽኢት ድማ – ናቱ መርኣያ ከምዝኾነ፡ ሰብ-ሞያ ናይ’ቲ ዓውዲ ገሊጾም። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ኣሃዱ ምርባሕ ንህብን ደርሁን ኣቶ ሰመረ ተኽለሚካኤል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ትማሊ 25 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ እዩ – ናብ ኣዲስ...