Author - Staff

ጋሽ-ባርካ – ንጥፈታት ‘መኸተ ልምዓት ምዕራባዊ ዞባ’ ተገምጊሙ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብምውህሃድ መደብ መኸተ ልምዓት እናተመርሐ፡ ኣብ ምርግጋጽ ቀረብ ማይ፡ ምጽጋንን ምስራሕን ጽርግያታትን ቢንቶታትን፡ ምድንፋዕ ፍርያት ሕርሻን ጥሪትን፡ ምሕጋዝ ጽጉማት ስድራቤታት፡ ምእካብ ሕርሻዊ እቶት፡ ምግራብ፡ ምህናጽ ከዘንቲ ማይን ምፍዋስ ማይ...

ተሰነይ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ምክልኻል ገበን ክዓዝዝ ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ተርእዮ ገበናትን በደላትን ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ – መጠናዊ ወሰኽ ብምርኣዩ፡ ንምንካዩ ተሳትፎ ህዝቢ ክሕይል ኣዛዚ መደበር ፖሊስ’ቲ ንኡስ ዞባ ተለንተ ኣመናይ ዘውደ ኣገንዚቡ። ተለንተ ኣመናይ፡...

ማእከል – ብዛዕባ ‘ዓሳ-ጥዑም ማይ’ ብዓውደመጽናዕቲ ተዘትዩ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ማእከል ዝወደቦ፡ ን‘ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ’ (ካብ ጨው ናጻ ኣብ ዝኾነ ማይ) ዝምልከት ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ብ25 ታሕሳስ ኣብ ማይ-ስርዋ ተኻይዱ። ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ማእከል ኣቶ ኤሳው ትኩእ፡ እቲ ዓውደ-መጽናዕቲ ዕላማኡ፡...

ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል፡ ምስ ነበርቲ ሰረጀቓ ዘትዩ

ኣብ ምዕዋት መደባት ልምዓት ናይ ዝመጽእ ዓመት፡ ህዝቢ ከም ወትሩ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ ብ24 ታሕሳስ ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣተሓሳሲቡ። ህዝቢ ኣብ’ዚ ተኣትዩ ዘሎ ሓድሽ መዋእል፡...

ኣምበሳደር ተስፋሚካኤል፡ ኣብ ኮለጅ ሕርሻ ሰሚናር ኣካዪዱ

መንእሰያት፡ ተራሕዩ ናይ ዘሎ ሰፋሕቲ ዕድላት ተረባሕቲ ብምዃን፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ኢንዱስትሪ ሕርሻ መራኸቢታትን ካልእን ዕዙዝ ተሳትፎ ብምንጽብራቕ ኤርትራ ብቑጠባ ዝበልጸገት ንምግባራ ተራኦም ክጻወቱ፡ ኣምበሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ኮለጅ ሕርሻ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናይ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደቱ ፈጺሙ ተመሊሱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣብ ዘካየድዎ...

Login

Categories