Author - Staff

ደቡብ – ርቡሕ እቶት ክሕፈስ . . .

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብዝነበረ ህጡር ክራማት – ጻዕሪ ሓረስቶት ተሓዊስዎ፡ ርቡሕ እቶት ኣእካል፡ ኣሕምልትን ፍረታትን ክሕፈስ ትጽቢት ከምዝግበር፡ ብ26ን 27ን ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተገብረ ዓመታዊ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ልዕሊ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ምሕደራ ፕሮጀክትታት ማይ ተናኢዱ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ጽፈት ምሕደራን ተጠቃምነትን ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ዓድታት፡ ሳላ ዕዙዝ ተሳትፎ ህዝቢ ውጽኢታዊ ስራሕ ከምእተሰላሰለ፡ ብ26ን 27ን ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ ዝሓለፈ...

ህግደፍ ዞባ ማእከል፡ ምሕያል ግንባር ብዕቱብ ከምዝስራሓሉ ገሊጹ

ህግደፍ ዞባ ማእከል፡ ምሕያል ግንባር ካብ ቀዳምነታት መደባት 2020 ምዃኑ፡ ብ27ን 28ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ዓመታዊ ገምጋም ገሊጹ። ኣብቲ መራሕቲ ንኡሳን ጨናፍርን ጉጅለታትን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ኣቦመንበር ህግደፍ ዞባ ማእከል ኣቶ ዮሱፍ ሳይቕ፡ ምሕያል...

Login

Categories