Author - Staff

ህዝቢ ኤርትራ፡ ን2020 ብሓጐስን ተስፋን ተቐቢሉዋ

ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመተ-2020 ዓመተሰላምን ብልጽግናን ክትኰነሉ እናተመነየ፡ ብሓጐስን ተስፋን ተቐቢሉዋ። ቅድሚ ትማሊ ምሸት፡ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ከተማ ኣስመራ ኤሪና ዘዘራረበቶም ሰባት፡ ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፉ ከበድቲ ዓመታት ብጽንዓት መኪቱ፡ ኣብ ዝሓሸ ናይ ራህዋን...

ማእከል – ኣብ ‘መሬት ጤሳ ከባቢ’ ህንጻዊ ስራሓት ክጅመር እዩ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት በሪኽ፡ ጋላ-ነፍሒን ሰረጀቓን – ኣቐዲሙ ኣብ ዝተዓደለ መሬት ጤሳ፡ ኣብ 2020 ምስራሕ ህንጻታት ክጅመር ምዃኑ፡ ምምሕዳር ዞባ ብ30ን 31ን ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ስራሕ 2019 ተሓቢሩ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ...

ባይቶ ዞ/ደ/ቀ/ባሕሪ ምዱብ ኣኼባኡ ኣካዪዱ

መበል 18 ምዱብ ኣኼባ ባይቶ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብ28 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ተኻዪዱ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ዓሊኑር ዓሊ፡ ኣኼባታት ባይቶ፡ ትግባረ መደባት ብዕምቈት ዝግምገመሉን ናይ መጻኢ መደብ ዝሕንጸጸሉን ውሳነታት ዝሓልፈሉን ዕቱብ ርክብ ብምዃኑ፡ ኣብ...

ጋሽ-ባርካ – ምስጉን ሕርሻዊ እቶት ተረኺቡ

ክራማት 2019 ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ዞባ ጋሽ-ባርካ ህጡር ብምንባሩ፡ ዝምስገን እቶት ሕርሻን ቀለብ ጥሪትን ከምእተረኽበ፡ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ብ26 ታሕሳስ ኣብ ዝተቓንዐ ገምጋም ሓቢሩ። ሓረስቶት ዝገበርዎ ቅድመ-ምድላዋትን ኣብ እዋን ዘርኢ ዘርኣይዎ ትግሃትን፡...

መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን! ብዕዙዝ ኣጋጣሚ ናይዛ እንኣትዋ ዘለና ሓዳስ ዓመት 2020፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሓይልታት ምክልኻሉ ዮሃና! ዓመተ 2019 ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ብተስፋኡን ርጉጽነቱን ኣብ ዜተኣማምን ክብታ ደይብና ንሰናበታ ኣለና።...

Login

Categories