Author - Staff

ኣብ ላዕላይ-ጋሽን ድገን ዕዉት ክታበት ኣንቅጺ ተሰላሲሉ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ድገን፡ ካብ 15 ክሳብ 30 ታሕሳስ፡ ዕዉት ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ከምእተኻየደ ተሓቢሩ። ኣብ ንኡስ ዞባ ላዕላይ-ጋሽ፡ ኣስታት 76 ሽሕ ትሕቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ክኽተቡ ብዝወጸ መደብ፡ 86 ነቑጣታት ብምድኳን...

ተመሃሮ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት ድፋዓት ‘ግንባር ናቕፋ’ በጺሖም

ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ግንባር ናቕፋ ዝተፈጸመ ቅያ፡ መደባት ልምዓት ንምዕዋት ረዚን ሓላፍነት ዘሰክም ምዃኑ፡ ናብ’ቲ ቦታታት ዑደት ዘካየዱ ተመሃሮ መበል 21 ዙርያ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት ገሊጾም። እቶም ኣስታት 500 ዝኾኑ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን...

ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ደቡብ፡ ንተመሃሮ ኮሌጅ ዓዲ-ቐይሕ ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ኮሎኔል ዘሚኪኤል ተኽልያ፡ ንተመሃሮ ኮሌጅ ምሕደራ ዋኒንን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ዓዲ-ቐይሕ ሰሚናር ኣካዪዱ። ብ27 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር፡ ኮሎኔል ዘሚኪኤል፡ ተልእኾ ፖሊስ – ገበን ብምክልኻልን ፈጸምቲ ገበን ኣብ ሕጊ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ጁባ – ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን ኣደውሓ – ቐጠርን፡ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ማሕበረኮም ጁባን ከባቢኣን ከምኡ’ውን ሽማግለ ምሕደራ ህንጻ፡ ብ28 ታሕሳስ ምስ ኣስታት...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ኣብ ሃገራዊ መደባት ንምዕዛዝ ዝተኻየደ ውሁድ ጻዕሪን ውጽኢቱን ኣተባባዒ ምንባሩ፡ ጨንፈር ሃማመተኤ ብ30 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ተገሊጹ። ኣብ ኩለን ጨናፍር ዳግመምውዳብ ከምእተኻየደ፡...

Login

Categories