ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ካብ 31 ታሕሳስ 2019 ክሳብ 4 ጥሪ 2020፡ ኣብ ወፍሪ ምክልኻል ኣንበጣ ንዝነጥፉ 22 ኣባላቱ፡ ኣብ ሓፈሻዊ ጽገና መንጸጊታት ጸረባልዕ ዘተኰረ ስልጠና ወዲቡ። እቲ ኣብ ዳዕሮ-ቃውሎስ ዝተዋህበን ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተሰነየን ስልጠና፡ ኣብ...
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for January 4, 2020
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for January 4, 2020
ERi-TV, Eritrea – News in Tigre for January 4, 2020
Midday News in Tigrinya for January 4, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳር ከባቢ ገደም-ላሓዜን ዝርከባ ዓድታት ባርዳዲማ፡ ሃራትን ላሓዜንን፡ ዕዉት ከባብያዊ ጽሬት ኣካዪደን። ብ30 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ፎሮ ኣቶ ዑስማን ዓረፋ፡ እቲ ዓወት – ውጽኢት ናይ’ቲ...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጸሮናን ማይዓይኒን ዝርከባ 19 ዓድታት፡ ጽሬት ከባቢ ንምውሓስ ዝሕግዘን ናይ ጽሬት ኣዋጅ ኣጽዲቐን። እተን ናብዚ ደረጃ’ዚ ዝበጽሓ ዓድታት፡ 16 ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ሰለስተ ድማ ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ዝርከባ እየን። ኣብ ክልቲኡ ኣጋጣሚ፡...
ኤርትራ እተአንግዶ ክሳብ 7 ጥሪ ዝጸንሕ ዞባዊ ውድድር ኩዕሶ መርበብ ገማግም ባሕሪ፡ ሎሚ 4 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ኣብ ከተማ ባጽዕ – ገማግም ገርጉሱም ብወግዒ ክኽፈት እዩ። ፕረዚደንት ሃገራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ መርበብ ኤርትራ፡ ኣቶ ሚካኤል...
ተቐማጦ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብሓያል ጻዕሪ ሓረስቶትን ህጡር ክራማትን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ዝበጽሐ ዘራእቲ ብእዋኑ ኣብ ቆፎኡ ንምእታው – ዝተራእየ ውህደት ተሞጒሱ። ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝተረኽቡሉ ብ31 ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡ ኩሉ’ቲ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for January 3, 2020