Author - Staff

ብጹእ ኣቡነ ጴጥሮስ ቃለ-ቡራኬ ሂቦም

ኣብ ቤት-ጽሕፈት ኦርቶዶክሳዊት ተወሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ – ዓቃቤ መንበር ቅዱስ ፓትርያርክ ብጹእ ኣቡነ ጴጥሮስ፡ ብምኽንያት በዓል ልደት ቃለቡራኬ ሂቦም። ብጹእ ኣቡነ ጴጥሮስ፡ ንኣገዳስነትን ትርጉምን በዓለ-ልደት ብዝምልከት – ኣስተምህሮኣዊ...

ኮማዊ ሆስፒታል ሓጋዝ ሕጽረታት ክማላኣላ ተሓቲቱ

ኮማዊ ሆስፒታል ሓጋዝ፡ ምስ ዘለዋ ብዝሒ ተገልገልቲ፡ ዝተማልአ ኣገልግሎት ክትህብ ምእንቲ ሕጽረታታ ፍታሕ ክረክብ፡ ተገልገልቲ ሓቲቶም። ንሳቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርእይቶ፡ እታ ኮማዊ ሆስፒታል ኣብ ቀረብ መድሃኒትን ኣምቡላንስን ዝርአ ሕጽረት ስለዘለዋ ዝምልከቶ ኣካል ቈላሕታ...

ዓዲ-ቐይሕ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምድንፋዕ ይስራሓሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ትምህርቲ፡ ብ23ን 24ን ታሕሳስ ንርእሰ-መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን 24 ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ከተማ ዓዲቐይሕ ተዋሂቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምሕደራ፡ ምድላው ውጥን ምህሮ፡ ከምኡ’ውን...

ሓጋዝ – 375 ሓረስቶት ትምህርቲ ተዋሂቡዎም

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ 375 ሓረስቶት፡ እቶታውነት ሕርሻ ክብ ኢሉ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ – ኣብ ዝሕግዞም ትምህርቲ ተሳቲፎም። እቲ ካብ 24 ክሳብ 27 ታሕሳስ ኣብ 15 ምምሕዳራት ከባቢ ብክኢላታት ሕርሻ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ኣእካል – ድሕሪ...

Login

Categories