Author - Staff

ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ኣብ ጋሕተላይ ባህላዊ መደብ ቀሪቡ

ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጊንዳዕን፡ ኣብ ጋሕተላይ ድሙቕ ባህላዊ መደብ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱን ካልኦት...

ጽርግያ ውጡሕመዓያ ብተበግሶ ህዝቢ ተጸጊኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ንነዊሕ ዓመታት ንኣገልግሎት ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ 25 ኪሎ-ሜተር ጽርግያ ውጡሕ – መዓያ፡ ህዝቢ ብዝወሰዶ ተበግሶ ተጸጊኑ። እቲ ጽርግያ ብውሕጅ ተፈሓሒሩ ንምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ከጸግም ብምጽንሑ፡ ነብሰ-ጾራትን ሕሙማትን ናብ...

ቻይናውያን ሓካይም ዓይኒ፡ 1250 ዜጋታት ሓኪሞም

ቻይናውያን ሓካይም ዓይኒ፡ ኣብ ሆስፒታል ብርሃን-ዓይኒ – ን21 ናይ ስራሕ መዓልታት ኣገልግሎት ሂቦም። ብምኽንያት ምዝዛም’ቲ ኣገልግሎት፡ ኤምባሲ ቻይና ብ6 ጥሪ ኣብ ቀጽሪ’ቲ ኤምባሲ ኣብ ዝገበሮ ጽምብል፡ በቲ “ብሩህ ጉዕዞ” ዝብል ስያመ ዝተዋህቦ መደብ፡...

ላሕዜን – ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ ይሕተት

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳር ከባቢ ላሕዜን፡ ተሳትፎ ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምዕባይ፡ ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ ጻውዒት ቀሪቡ። ርእሰ-መምህር ቤት-ትምህርቲ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ላሕዜን፡ መምህር መሓመድዓሊ ኑሪ፡ ከም ውጽኢት ናይ’ቲ ዝካየድ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፉ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወትን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ምስ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ዝዳወባ ሃገራት...

ሓረስቶት ን/ዞባ ሽዕብ፡ ብወሓይዝ ሩባታት ይረብሑ

ሓረስቶት ዋዲ ላባ – ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ወሓይዝ ሩባታት ናብ ግራውቶም ብምእላዩ፡ ፍረ ጻዕሮም ክሓፍሱ ከምዝኽእሉ ገሊጾም። እቶም ሓረስቶት፡ ብዝነበረ ህጡር ክራማት ከበሳን ባሕሪን፡ ብሩባታት ማይ-ኡለ፡ ላባ፡ ግርግር፡ ማይ-ኣዋልድን ገርሲለን ዝወረደ ወሓይዝ፡...

Login

Categories