Author - Staff

ማእከል – ኣብ ምም/ከባቢ ዓዲ-ንፋስ መደበር ጥዕና ተኸፊታ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ንፋስ – ንኡስ ዞባ ኣኽርያ፡ ሓዳስ መደበር ጥዕና ብ2 ለካቲት ተመሪቓ ንኣገልግሎት ድልውቲ ኰይና። ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል ሓላፊት ሰሜናዊ ምዕራብ ኣስመራ፡ ሲስተር ሂወት...

ኣብ መስመር መንደፈራ-ዓረዛ፡ ብሓደጋ መኪና 4 ሰብ ሞይቶም

ኣብ መስመር መንደፈራ – ዓረዛ፡ ነፋሲት ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ፡ ብ29 ጥሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና፡ 4 ሰባት ሞይቶም 7 ብኸቢድ ከምእተጐድኡ፡ ደንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ክልተ ካብቶም መወትቲ፡ መጻምድቲ ሰብ ሓዳር ምንባሮም ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።...

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ብኣመሪካ ዝወጸ እገዳ መገሻታት

ምምሕዳር ኣመሪካ፡ ብዓርቢ 31 ጥሪ 2020 ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ ንኤርትራ ኣብ ካልኣይ ምድብ ናይ’ተን ንገለ “ዜጋታተን” ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክነብሩ ዘፍቅድ ቪዛ ምሃብ ዝተወንዘፈለን ሃገራት ኣስፊሩዋ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት፡...

ሚ/ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ውሁድ ኣሰራርሓ ክሕይል ተዘኻኽር

ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብ፡ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝርከቡ ግዳያት ማሕበራዊ ጸገማት፡ ርእሶም ክኢሎም ካብ ተጸባይነት ንኽገላገሉ ዝግበር ንጥፈታት ክወሃሃድን ክመላላእን ከምዝግባእ፡ ብ29 ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ...

Login

Categories