Author - Staff

ዓዜን -164 ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያ ሰልጢነን

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ – ምምሕዳር ከባቢ ዓዜን ንሰለስተ ኣዋርሕ ብሞያ ስነጽባቐ ጸጒሪ ርእሲ ዝሰልጠና 164 ደቂኣንስትዮ ብ4 ለካቲት ተመሪቐን። እቲ መደብ፡ ኣካል ናይ’ቲ ሞያዊ ዓቕሚታት መንእሰያት ብሓፈሻ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ንምምዕባል፡...

ሓረስቶት ምም/ ከባቢ ኣረዳ፡ ኣብ መስኖኣዊ ልምዓት ይነጥፉ

ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ ኣረዳ – ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ብዝተገብረሎም ምትብባዕን ምኽሪን፡ ብመስኖኣዊ ኣገባብ ኣሕምልትን ፍረታትን ከልምዑ ከምዝጀመሩን፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉን ገሊጾም። እቶም ሓረስቶት፡ ንዝግበረሎም ዘሎ ምትብባዕን...

ኣብ ኣፍዓበት፡ ሰፊሕ ናይ ምግራብ ንጥፈታት ይሰላሰል

ኣብ ከተማ ኣፍዓበት፡ ብ‘ሓምላይ ክለብ’ ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዝተበጋገሰ ናይ ምግራብ ንጥፈታት፡ ኣብ ኣብያተ-ጽሕፈት፡ ኣብያተትምህርቲ፡ መንበሪ ኣባይቲን ካልእን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ፈልሲታት፡ ዝብላዕ ፍረታት ዝህብ ከምኡ’ውን ኣገዳሲ ዕንባባታት...

ሳዋ – ‘ተወሳኺ ትምህርቲ’ ደረጃ ፍልጠት ተመሃሮ የቀራርብ

ኣብ ሳዋ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ኣብ ክፍሊ ዝወሃብ ስሩዕ ትምህርቲ፡ ኣብ መንጎ ተመሃሮ ንዘሎ ናይ ፍልጠት ጋግ ብምጽባብ – ብቕዓቶም ክብ ንምባል ዝወሃብ ዘሎ ተወሳኺ ትምህርቲ፡ ኣብ ምብራኽ ሞራልን ብቕዓትን ተመሃሮ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣወሃሃዲ...

Login

Categories