ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ካብ 15 ክሳብ 30 ሕዳር 2019 ዝተኻየደ ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺን ዕደላ ቫይታሚን ‘ኤ’ን፡ ብ14 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓሰብ ተገምጊሙ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ኣቶ ኣሰፋው ነጋሲ፡ ሳላ ዕዙዝን ንቑሕን ተሳትፎ...
Author - Staff
ኣብ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ናይ ድሕረ-ምረቓ ትምህርቲ ዝከታተሉ ዘለዉ ኤርትራውያን ተመሃሮ፡ ኣብ ጽቡቕ ናይ ጥዕና ኩነታት ከምዘለዉን፡ ብለበዳዊ ሕማም ‘ኮሮና ቫይረስ’ ዝተለኽፈ ከምዘየለን፡ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ’ታ መበገሲት እቲ ሕማም ምዃና...
ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕድንን፡ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዘሰልጠኖም 70 ነባራትን ሓደስትን መሃንድሳት፡ ትማሊ 18 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። እቲ ብግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና፡ ኣብ ውጥን ቀረብ ጸዓት፡ ምስፋሕ ቀረብ ጸዓትን ተተካኢ ጸዓትን ዘተኰረ እዩ። ኣብ ሚኒስትሪ...
Midday News in Tigrinya for February 19, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for February 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for February 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ተማጅላን ዛውልን – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ዘድሊ ቅጥዕታት ንዘማልኡ 357 ተወለድቲ – ብ14 ለካቲት መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ መሓሪ ተኽለ ኣብ ዝሃቦ...
ብኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ክኢላታት ዝሰላሰል ዘሎ ዳህሳስን ኲዕታን ዘጠቓልል ‘ፕሮጀክት ኣዱሊስ’ ብጽቡቕ ይቕጽል ከምዘሎ፡ ኣብ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ ሓላፊ ጨንፈር ስነዳን ምርምርን ጥንታዊ ውርሻ ዶክተር ጸጋይ መዲን ሓቢሩ። ካብ 17 ጥሪ ክሳብ 13...
ንጉስ ስዑድያ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ – ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ምስኡ ዝተጓዕዘ ልኡኽን ወግዓዊ ኣቀባብላ ገይሩ። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዘካየድዎ ርክብ፡ ንጉስ ሳልማን...