Author - Staff

ሳዋ – ተመሃሮ ንመልቀቒ ፈተና ዝምልከት ሓበሬታ ተዋሂቡዎም

ኣብ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ – ሳዋ ዝመሃሩ ዘለዉ ተመሃሮ 12 ክፍሊ፡ ንምሕደራ ግዜን ሃገራዊ መልቀቒ ፈተናን ዝምልከት ሓበሬታ ተዋሂቡዎም። ኣብ’ቲ ብ15ን 16ን ለካቲት ዝተዋህበ ሓበሬታ፡ ተመሃሮ መምርሕን ሓበሬታን ብዝግባእ ክትግብሩ፡ ዘይክውንነታዊ...

መደባት ዝኽሪ ህልቂት ኣስመራን ከባቢኣን ብወግዒ ተጀሚሩ

መደባት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኣስመራን ከባቢኣን፡ “ዓሚቚ ዝኽሪ ንንጹር ራኢ” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 19 ለካቲት ብደረጃ ዞባ ማእከል ኣብ ወኪ-ድባ ኣብ ዝተኻየደ – ብምንባር ዕንባባ ዝፈለመ ስነ-ስርዓት ብወግዒ ተጀሚሩ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰብ-መዚ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ወራስ ዓራት ስዑድያ ዘትዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 19 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ምሸት፡ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ቤተመንግስቲ፡ ምስ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ተራኺቡ፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናን ኣጠቓላሊ ምትሕግጋዝ ዞባ...

ስርዓት ደርግ፡ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ዝፈጸሞ ግፍዒ ይዝከር

ስርዓት ደርግ ኣብ 1975 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝፈጸሞ ግፍዒታት፡ “ዓሚቚ ዝኽሪ ንንጹር ራኢ” ብዝብል ቴማ፡ ካብ ሎሚ 19 ክሳብ 22 ለካቲት ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ክዝከር እዩ። ሓላፊ ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ማእከል ኣቶ እንድርያስ...

Login

Categories