Arabic Evening News for February 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
News in Tigre for February 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for February 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጋሽ-ባርካ – ኣብ ዓበይቲ ናይ ልምዓት ቦታታት ዝበጽሑ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ንኡስ ዞባ መንሱራ፡ “ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት፡ ንብሩህ መጻኢ ሃገርና ዘረጋግጽ እዩ” ክብሉ ገሊጾም። ኣብ ኣግሮ-ኢንዱስትሪ ኣለቡ፡ ዲጋታት ፋንኮ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ጽሬት ከባቢ ንምውሓስ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብምልኣት ንምትግባሩ ብዝለዓለ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኮሚተ ጥዕና ከባቢ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ሓለፍቲ ኣካላት ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ኣብ ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ካብ...
ህዝቢ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣብ ምስራሕ ጽርግያ ደምሒና-ፎሮ ንዝሳተፉ ዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ኩባንያ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸትን፡ ብ23 ለካቲት ናይ ምሳሕ እንግዶት ብምግባር ኣተባቢዕዎም። ኣብ’ቲ ኣመሓደርቲ ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡብን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ብ25ን 26ን ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ዞባ ማእከል ኣብ ዘቃንዖ ገምጋም፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2019 ዝተኻየደ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ፡ ዕዉት ምንባሩ ገሊጹ። ዳይረክተር’ቲ ጨንፈር ዶክተር ተስፋይ ሰሎሞን፡ ኣብ’ቲ ንክልተ ቅነ...
Tigrinya Evening News for February 26, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “ህንጸትን ልምዓትን – ብስራሕ” ብዝብል ቴማ፡ ብ20ን 21ን ለካቲት መበል 16 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኢብራሂም ዓሊ ሼኽ፡ ኣቲናዮ ዘሎና ናይ ሰላም ሃዋህውን ምልዓል ዘይፍትሓዊ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ክንክን ቅድመወሊድ ናይ ዝገብራ ነብሰ-ጾራት ቊጽሪ ክብ ብምባሉ በቲ ሓደ፡ መጠን ኣብ ትካላት ጥዕና ዝገላገላ ኣደታት ብ44 ሚእታዊት ብምዕባዩ ድማ በቲ ኻልእ፡ ሞት ኣደን ዕሸልን ኣብ ግዜ ሕርሲ ብ64 ሚእታዊት ከምዝጐደለ ተገሊጹ። ብ21 ለካቲት ኣብ...