To view the latest episode click here: ERi-TV, Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XXXIV- 34 ክፋል, August 19, 2018. —...
Archive - 2018
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ቀዳም 18 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ...
ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ኣስማጥ፡ ዘራእቶም ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ – ካብ ግራውቶም ከይተፈልዩ ግቡእ ምክትታል ክገብሩ፡ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ ያሲን ዑስማን፡ ክሕረስ ካብ ዝኽእል 4193 ሄክታር፡ ዛጊት እቲ...
ምብጻሕ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ማያርዲት ኣብ ኤርትራ፡ ምስ’ቲ ኣብ ዞባና ተራእዩ ዘሎ እወታዊ ምዕባለታት፡ ብሓባራዊ ርድኢት ንረብሓ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስራሕ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ዓቢ ኣገዳስነት ከምዘለዎ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣቶ...
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 18 ነሓሰ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for August 18, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 18, 2018
ERi-TV, Eritrea: Drama Series: Jerom (Part 17) – ጅሮም – ክፋል 17. August 18, 2018
ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ 2ይ መድረኽ – ከተማ ዓሰብ – August 18, 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ብውሕጅ ዝተባሕጎጐ መስመራት መጐዓዝያ ንምትዕርራይን ብፍግረ-መሬት ዝተሃስየ ከባቢታት ንምፍዋስን፡ ኮም ዘማእከለ ወፈራዊ ማእቶት ይካየድ ኣሎ። እቲ ወፈራ፡ ብውሕጅ ንዝተባሕጎጐ መስመር ሓልሓል – እንረኩበት – መለብሶ...