Archive - 2018

ፕረዚደንት ሳልቫኪር ማያርዲት፡ ኣብ ቦታታት ልምዓት ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ተሰንዩ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንዝካየዱ ዘለዉ ልምዓታዊ መደባት ተዓዚቡ። ኣብ’ቲ ዑደት፡ ፕረዚደንት ሳልቫኪር፡ ዲጋታት ጠቐራን ምስላምን ኣብ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንክብሪ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንክብሪ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፡ ብ18 ነሓሰ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ብባህላዊ መሰናድኦታት ዝተሰነየ ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ክልቲኡ መንግስታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ...

Login

Categories