Archive - 2018

“ሳዕቤን ሓደጋታት ንምቅላል ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰብ ክዓቢ ይግባእ”ፕሮፌሰር ገብረብርሃን

ሳዕቤናት ባህርያውን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት ንምቅላል፡ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ሓላፊ ጂኦፊዚክስ ፕሮፌሰር ገብረብርሃን ዑቕባዝጊ ኣገንዚቡ። ብ13 ነሓሰ – ካብ ከተማ ባጽዕ ኣስታት 50 ኪሎ-ሜተር ንሸነኽ ሰሜናዊ...

ዞባ ዓንሰባ፡ ምድላዋቱ ንሃገራዊ ፈስቲቫል ኣጻፊፉ

ዞባ ዓንሰባ፡ ነቲ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ብደረጃ ሃገር ኣብ ኣስመራ – ቀጽሪ ኤክስፖ ዝካየድ ሃገራዊ ፈስቲቫል ምድላዋቱ ኣጻፊፉ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ናይ’ቲ ዞባ ኣቶ ስራጅ ሓጂ፡ ናብ ናይ ሰላም መድረኽ ኣብ እንሰጋገረሉ ዘሎና...

ደቀምሓረ – ኣብ ትሮፒካዊ ሕማማት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ደቀምሓረ፡ ካብ 6 ዞባታት ንዝመጹ ሰብ-ሞያ ጥዕና፡ ኣብ ትሮፒካዊ ሕማማት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ዕላማ’ቲ ካብ 13 ክሳብ 18 ነሓሰ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ንዝጸንሐ ኣፍልጦ ክብ ኣቢልካ ብዝቐለለ መንገዲ ንምክልኻሎም ምዃኑ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊ...

ዒድ ኣል-ኣድሓ ብክብ ዝበለ ማዕርግ ተባዒሉ

ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ፡ ትማሊ 10 ዙ-ልሕጃ 1439 ህጅርያ – 21 ነሓሰ 2018 ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ማዕርግ ተባዒሉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም፡ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ...

Login

Categories