Archive - 2018

ፖሊስ ዞ/ማእከል፡ ተራ ህዝቢ ኣብ ምምካት ገበናት ክዓዝዝ ይጽውዕ

ህዝቢ፡ ኣብ ሕጊ ዝጸንሖ ኣፍልጦ ክብ ብምባል ኣብ ምክልኻል ገበናትን ሓደጋታትን ምትሕብባሩ ከዛይድ፡ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣዘኻኺሩ። ኣዛዚ ራብዓይ መደበር ፖሊስ ተለንተ ኣንገሶም ኣብርሃም ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጸጸራት ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ስጡም ርክብ ፖሊስን...

መስርሕ ዕርቀ-ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝድግፍ መደባት ተቓኒዑ

ኣብ ጅዳን ርያድን – ስዑዲ ዓረብ፡ ኣ’ደውሓ – ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኩወይት ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ብሓባር ኣብ ዘቃነዕዎ መደባት፡ ደገፎም ንመስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ገሊጾም። ኣብ ጅዳ ኣብ ዝተኻየደ ብርክት ዝበሉ...

Login

Categories