Archive - 2018

ኣስመራ – ምቊርራጽ ኤለክትሪሲቲ ንምትዕርራይ ጻዕርታት ይቅጽል

ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ ኤርትራ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ኣስመራ ንመዓልታት ዘጋጠመ ምቊራጽ ኤለክትሪሲቲ ንምትዕርራይ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎን ኣብ ደረጃ ምጽፋፍ ከምዝበጽሐን ገሊጹ። ኣብ’ቲ ኮርፖረሽን ኣካያዲ ስራሕ ጨንፈር ዕደላን ፕሮጀክትን ኢንጅነር ኣብርሃም በርሀ፡ ኣብ...

ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦታት ቀሪቡ

ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ዝኽሪ መበል 57 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦታት ቀሪቡ። እቲ ጣዕመ ዜማታትን ሙዚቃዊ ድራማታትን ዘጠቓለለ መሰናድኦታት፡ ሰንሰለት መግዛእቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ ተኸታተልቲ ገዛእቲ...

Login

Categories