ኣብ ዓድታት ወቐርቲን ዓዲ-ዛምርን – ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ዘድሊ ረቛሒታት ንዘማልኡ 147 ዜጋታት፡ ብ24 ነሓሰ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣቶ የማነ ኣበራ ኣብ ዝተረኽበሉ ስነ-ስርዓት ምዕዳል፡ ዛጊት ኣብ ሰለስተ ዕደላ፡ 415 ደቂ...
Archive - 2018
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ዓመት መጸ ኣብ እዋን ምጅማር ዓመተትምህርቲ ዝገብሮ – ሎሚ ዓመት’ውን ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ተመሃሮ ዝኸውን ናውቲ ትምህርቲ ብርትዓዊ ዋጋ ከከፋፍል ጀሚሩ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምምሕዳርን...
ልኡኽ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ፡ ካብ 1 ክሳብ 4 መስከረም፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካዪዱ። እዚ 44 ኣባላት ዝሓቘፈን ብኣቦመንበር’ቲ ኮንፈደረሽን ኣቶ ካሳሁን ፈሎ ዝተመርሐን ልኡኽ፡ ብዋና ጸሓፊ ሃኮሰኤ ኣቶ ተኸስተ ባይረን ካልኦት ሰብ-መዚ’ቲ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for September 5, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 5, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 5 መስከረም 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERI-TV, Eritrea: Different Activities in Festival Eritrea, Asmara, August, 2018
ERi-TV, #Eritrea: Goat Herding Monkey – ኣጣል ዝጓሲ ህበይ
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for September 4, 2018
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ብምርባሕ ተጠቃምነት ስጋ ዓሳ ኣብ መኣዲ ንምዕባይ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ፡ ብ28ን 30ን ነሓሰ ተዋሂቡ። ዕላማ’ቲ ብደረጃ ዞባ ኣብ ዝተመርጻ ዲጋታት ሙሻን ዒላበርዕድን ንነበርቲ ዝተዋህበ ብግብሪ ዝተሰነየ ኣስተምህሮ፡ ህዝቢ ኣብ...