Archive - 2018

ኣብ ከረን፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢታት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ከረን፡ ናይ ኣገልግሎት ግዜኦም ዝኣኸለ ኣመሓደርቲ ከባቢታትን ኣካየድቲ ስራሕን ንምትካእ፡ ምርጫታት ተኻዪዱ። ኣብቲ ንሰለስተ ዓመታት ዘገልግሉ ንምምራጽ ዝተኻየደ መደብ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ነቚጣ ምርጫ 5 ሰባት ንውድድር ድሕሪ ምቕራብ፡ ዝበዝሐ ድምጺ...

ናቕፋ – ጥዕናዊ ጐስጓሳት እወታዊ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣንስትዮን ህጻናትን ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ሃስያ ዘውርዱ ልምድታት ንምውጋድ – ዝካየዱ ጐስጓሳትን ኣስተምህሮታትን፡ እወታዊ ውጽኢት ይርከቦም ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፡ ንጥፈታት ናይተን ኣብ 12 ምምሕዳራት...

ባጽዕ – ብከላ ኣከባቢ ንምክልኻል ተበግሶታት ጀሚሩ

ኣባላት ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕርን ማእከል ኣገልግሎት ንቑታን፡ ኣብ ስነህይወታዊ ብዙሕነት ኣሉታዊ ጽልዋ ዘለዎ ብከላ ኣከባቢ ንምክልኻል፡ ውሽጢ ባሕሪ ናይ ምጽራይ ተበግሶታት ክወስዱ ጀሚሮም። ኣባል ማእከል ኣገልግሎት ንቑታ ኣቶ ጴጥሮስ ርእሶም፡ ነቲ ብውሱን ደረጃ ኣብ...

ዓዲ-ዃላ – በዓል ቅዱስ የውሃንስ ብባህላዊ መሰናድኦ ማዕሪጉ ውዒሉ

ብምኽንያት በዓል ቅዱስ የውሃንስ፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላን ዝተወደበ ህዝባዊ ባህላዊ መደብ፡ ኣብ ከተማ ዓዲ-ዃላ ተኣንጊዱ። ኣብ’ቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ዓበይቲ ዓድን ወከልቲ ህዝቢን ዝተረኽቡሉ መደብ፡ ኣካያዲ ስራሕ ንኡስ ዞባ...

Login

Categories