Archive - 2018

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካይዶም

ኣብ ጀርመንን ደቡብ ሱዳንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣካዪዶም። ብመሰረት’ዚ፡ ኣባላት ህግደፍ ንኡሳን ጨንፈር ደቡብን ማእከልን – ጀርመን፡ ብ3ን 4ን ሕዳር፡ ኣብ ከተማታት ኑረንበርግን ፍራንክፈርትን፡ ዓመታዊ ኣኼባኦም...

ኣስመራ – ምርኢት ኦፐራ ቻይና ህዝቢ ተዓዚብዎ

ዝኽሪ ምምስራት መበል 25 ዓመት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኤርትራን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን ንምጽምባል – ክካየድ ብዝጸንሐ ዝተፈላለየ ንጥፈታት መሰረት፡ ብምውህሃድ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኤምባሲ ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን፡ ብ6 ሕዳር ኣብ ሲነማ...

መንደፈራ – 123 ደቂ-ኣንስትዮ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡወን

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምምሕዳር ንኡስ ዞባን ካልኦት መሻርኽትን፡ ን123 ደቂ-ኣንስትዮ ናይ 10 መዓልታት ትምህርቲ ምክልኻል ሕማማትን ምውሓስ ጥዕና ስድራ-ቤትን ተዋሂቡ። እቲ ብሰብ-ሞያ ጥዕና ዝተዋህበ ኣስተምህሮታት፡ ኣብ ኣገባብ...

Login

Categories