Archive - 2018

“ኣብ ምውዳብ ሰራሕተኛታት ዕዉት ስራሓት ተተግቢሩ”ሃማደኤ ዞባ ማእከል

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2017 ኣብ ትካላትን ሚኒስትሪታትን ዝሰርሓ ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ ማሕበር ንምሕቋፍ ዘካየዶ ንጥፈታት ዕዉት ምንባሩ፡ ብ11 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ሓቢሩ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ኣለም በላይ፡ በብጽላቱ ዝርከባ ደቂ-ኣንስትዮ...

መጋወዳ – ጸገም ዝስተ ማይ ፍታሕ ረኺቡ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መጋወዳ – ንኡስ ዞባ መንሱራ፡ ኣጋጢምዎም ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዝረኸበ ገሊጾም። ኣብ ኣገልግሎት ዝጸንሐ ትሕተ-ቅርጺ ፕሮጀክት ማይ ብምብልሻዉ፡ ኣስታት 7 ኪሎ-ሜተር እናተጓዕዙ ክሰትዩ ዝተገደዱ ነበርቲ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ...

ፎሮ – ኣብ ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ንምዕባለ ደቂ- ኣንስትዮ ዝሃሲ ድሑር ልምድታት ንኽውገድ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ብምህላዉ – ውሁድ ጻዕሪታት ክቕጽል መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዓሊ ጃብር ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሮ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ፈስቲቫሎም ይጽምብሉ ኣለዉ

ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ፡ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ12 ጥሪ ብልዑል ማዕርግ ኣብ ከተማ መልበርን ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ካብ መላእ ኣውስትራልያ ዝመጹ ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራውያንን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ ናይ መኽፈቲ...

Login

Categories