Archive - 2018

መንደፈራ – ኣብ ድሕነት ትራፊክ ተዘትዩ

ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ብ7 ለካቲት ኣብ ድሕነት ትራፊክ ብሓፈሻ ዝቐንዐ ዘተ ተኻዪዱ። ሓላፊ ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ደቡብ ሜጀር ሃብተ ገብሩ፡ ኣብ ህይወትን ንብረትን ዝወርድ ዘሎ ክሳራታት ንምግታእ፡ መራሕቲ መካይን ዘይሓላፍነታዊ ኣመራርሓ ከወግዱን ሕግታት ትራፊክ ብግቡእ...

ጋሽ-ባርካ – ብቕዓት ምሕደራ ትምህርቲ ንምሕያል ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ 120 ርእሳነ- መማህራን መባእታን ማእከላይን ኣብያተ- ትምህርቲ፡ ናይ ምሕደራ ብቕዓቶም ንምሕያል ኣብ ከተማ ባረንቱ ስልጠና ተዋሂቡዎም። እቲ ብክኢላታት ስነ-ምምህርና ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣብ ትርጉምን ኣገዳስነትን ትምህርቲ ብመንጽር ዝርጋሐን...

ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ተጸምቢሉ

ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ብስራት ሓርነት!” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ብድምቀት ከም እተጸምበለ፡ ኣመሓዳሪ ከተማ ባጽዕ ኣቶ ሃይለ ኣስፍሃ ገሊጹ። እቲ ዝኽሪ፡ ታሪኽን ክብርታትን ሰውራ ብዘውርስ ባህላውን...

Login

Categories