Archive - 2018

ብከላ ጸረ-ባልዕ ኣብ ኮሚደረ ንምቊጽጻር፡ ስጉምቲ ተወሲዱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ተርእዮ ብከላ ጸረ- ባልዕ ኣብ ፍርያት ኮሚደረ ንምቊጽጻር፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ብምትሕብባር ስጉምቲ ወሲዱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ካብ ህዝቢ ብዝረኸቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ጥዕና ሳዕቤናት ዘኸትል ተርእዮ ዝኽሰተሉ ከባቢ ንምጽናዕ ብዘሰላሰሎ ንጥፈታት፡...

Login

Categories