Archive - 2018

27 መንእሰያት ብሙዚቃን ካልእ ጥበባቱን ሰልጢኖም

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ብምትሕብባር፡ ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ክነጥፉ ንዝጸንሑ 27 መንእሰያት ኣሰልጢኑ። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ኣናብባ ሙዚቃ፡ ጥበብ ኣደራርፋን ኣጸዋውታ መሳርሒታት ሙዚቃን...

Login

Categories