Archive - 2018

ኤርትራን ሶማልን፡ ሓባራዊ ኣዋጅ ምሕዝነትን ምትሕግጋዝን ከቲመን

ሃገረ ኤርትራን ሪፖብሊክ ሶማልን፡ ትማሊ ሰኑይ 30 ሓምለ ኣብ ኣስመራ – ኣርባዕተ ዓንድታት ዝሓዘ ሓባራዊ ‘ኣዋጅ ሕውነታዊ ምሕዝነትን ኣጠቓላሊ ምትሕግጋዝን’ ከቲመን። ነዚ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ሶማልን ዘሎ ዓሚቚ ታሪኻዊ ሕውነታዊ ዝምድናን...

Login

Categories