ERi-TV, #Eritrea – ሄራር – ክብ በሎ ፡ ባጼዕ ንትህርምበብ
Archive - 2018
ERi-TV, Eritrea: Drama Series: Jerom (Part 16) – ጅሮም – ክፋል 16. August 11, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for August 14, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for August 10, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for August 14, 2018
ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን ዝተወደበ፡ ኣብ መስርሕ ምድጅታል ኣገልግሎታት ፈነወታት ቴሌቪዥንን ሬድዮን ኤርትራ ዝሕግዝ ስልጠና ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 10 ነሓሰ ብቻይናውያን ክኢላታት ኣብ ኣስመራ ዝተዋህበ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መስርሕ ጽገና ቀንዲ ጽርግያታት፡ ኣብ ቊጠባውን ማሕበራውን ህይወት ህዝቢ ብሓፈሻ፡ ኣብ ምቅላል ጸገማት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ድማ ብፍላይ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ብ9 ነሓሰ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ብመንግስቲ መሰረታዊ...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 13 ነሓሰ ሞቓዲሾ ኣትዩ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሰዓታት ድሕሪቐትሪ፡ ምስ ፕረዚደንት መሓመድ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 14, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for August 13, 2018