Archive - January 12, 2018

“መስርሕ መለሳ መሬት ሕርሻ ቅድሚ ክራማት ክጻፈፍ’ዩ” ኣመሓዳሪ ን/ዞ/ሻምብቆ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ዝሓለፈ ዓመት ዘይተሳለጠ መስርሕ መለሳ ናይ ሕርሻ መሬት፡ ወቕቲ ክራማት ቅድሚ ምእታዉ ክጻፈፍ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋይ ባይራይ ምስ ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ሻምብቆ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ እቲ ዕላማ – ምዕሩይ...

ፖሊስ ኤርትራ ናይ 2017 ስራሓቱ ገምጊሙ

ፖሊስ ኤርትራ፡ ናይ 2017 ስራሓቱ – ብ9ን 10ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ገምጊሙ። ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ኣብ ምክልኻልን መርመራን ገበን፡ ምሕደራን ኣገልግሎታትን፡ ቊጽጽርን ኣገልግሎት ሕጊን፡ ውጥንን መጽናዕትን፡ ኣብ ዜናዊን...

ሓረስቶት ዞባ ማእከል፡ ኣብ ክቡራት ኣዝርእቲ ከተኵሩ ሚኒስተር ሕርሻ ኣዘኻኺሩ

ሓረስቶት ዞባ ማእከል፡ ዘለዎም ጽበት መሬት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ክቡራት ኣዝርእቲ ከተኲሩ – ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ብ10 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ ኣዘኻኺሩ። ቀረብ ጸባን ስጋን፡ ኣሕምልትን ፍረታትን እውን ካብ’ቲ ብቐዳምነት ክጥምትዎ...

Login

Categories