Archive - January 9, 2018

ህዝቢ ማይ-ምነ ፍግረ-መሬት ይከላኸል

ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ማይ-ምነ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ፍግረ-መሬት ንምክልኻል፡ ሰፊሕ ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ንጥፈታት የካይዱ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ብህዝቢ ዝሰላሰል ዘሎ ስራሕ – ብቐንዱ ነታ ሓውሲ ከተማን ኣብ’ቲ ከባቢ...

ግብሪ ኣብ እዋኑ ክኽፈል ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኣዘኻኺሩ

ግብሪ፡ ብመሰረት ዝወጸን ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝተዘርግሐን ናይ ግዜ ሰሌዳ ኣብ እዋኑ ክኽፈል ከምዝግብኦ፡ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኣዘኻኺሩ። ብመሰረት ኣሰራርሓ ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ግብሪ እቶት ንግዳዊ ንጥፈታትን ንግዳዊ ሕርሻን ኣብ ሰለስተ ተመዲቡ ዝኽፈል ኮይኑ፡...

ንጥፈታት ‘ምዕራባዊ ዞባ መኸተን ልምዓትን’ ተገምጊሙ

ኣብ ምዕራባዊ ዞባ መኸተን ልምዓትን፡ ኣብ 2017 ብውህደት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ ኩባንያታት ህንጻ ሰገንን ብድሆን፡ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል፡ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን፡ ምምሕዳር ዞባን ካልኦት ኣካላትን ንዝተሰላሰለ ስርሓት ዝገምገመን ኣብ መደባት ስራሕ...

Login

Categories