Archive - December 28, 2017

ፎሮ – ኣልማዕቲ ጀራዲን ብፍረ-ጻዕሮም ይተባብዑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣልማዕቲ ጀራዲን ሮብሮቢያን ፋጡማ ዓረን፡ እቶታውነቶም ንምዕባይ ዘካይድዎ ጻዕሪ – ኣተባባዒ ፍረ ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ኣልማዕቲ፡ እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ኣስተምህሮን ምኽሪን ከምኡ’ውን ዝግበረሎም ደገፍ፡ ኣብ...

ቀረብ ማይ ከተማ ከረን ‘ውሕስነት’ ረኺቡ

ነበርቲ ከተማ ከረን፡ ውሑስ ቀረብ ማይ፡ ኣብ መነባብሮ ርግኣት ከምዝፈጠረሎም – ንዝነበሮም ጸገም ብምጥቃስ ሓቢሮም። ብመሰረት ዝተዋደደ ውሑስ ምንጪን ዝተዘርግሐ መስመራትን፡ ስሩዕ ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝበቕዑ ብምሕባር፡ “ደጊም ደድሕሪ ቦጣት ምጒያይ ኣብቂዑ...

ዓንሰባ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ተሞጒሱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሓመልማሎን ሓጋዝን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ከባብን ኣካይድቲ ስራሕን – ተሳታፍነት ህዝቢ ተናኢዱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ኣቶ ያቆብ እድሪስ፡ ህዝቢ ናብ መድመጺ ነቚጣታት ኣብ ምኻድ ዘርኣዮ ዋሕዚን ኣብ እዋን ምርጫ...

ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ተወፍዩ

ኣብ ኩወይትን ከተማ ኤድመንተን – ካናዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ-ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ከምዝወፈዩ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኩወይት...

Login

Categories