Archive - December 15, 2017

“መደባት ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ ንምዕዋት ክንሰርሕ ኢና” ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ

ኣብ ሽወደንን ሽቱትጋርት – ጀርመንን ዝነብሩ ዜጋታት፡ መደባት ሃገራዊ ማሕበር ስንኩላን ንምዕዋትን ጸገማት ስንኩላን ወገናት ንምቅላልን ደገፎም ከምዘሐይሉ፡ ብምኽንያት 3 ታሕሳስ – ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ኣብ ዘካየድዎ ምትእኽኻባት ገሊጾም።...

ድባርዋ – ኣብ ትምህርቲ ስሉሳዊ ዝምድና ክተርር ይሕተት

ኣብ ድባርዋ፡ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራት፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ሓለፍቲ መንግስታውያን ትካላትን ሃገራውያን ማሕበራትን ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ መምህር ርእሶም ገብርሂወት፡...

ማእከል – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ትግባረ መደባት ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ናይ 2017 መደባት ውጥን – መብዛሕትኡ ብልዑል ተሳትፎ ህዝብን ምምሕዳራትን ከምእተተግበረ፡ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ብ11ን 12ን ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን...

Login

Categories